Youmo
ምፍቃር
ምፍቓር ዝበዝሕ ግዜ ደስ ዘብል ስምዒት እዩ። ገለ ሰባት ብዙሕ ግዜ ኣፍቂሮም ይፈልጡ፡ ገለ ካልኦት ከኣ ኣፍቂሮም ኣይፈልጡን።
ክብረት
ኣብ ገለ ስድራቤታት ወይ ኣዝማድ ዝኾነ ክፉእ ስም ከይህልዎም ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ውሽጢ እታ ስድራ ወይ እቶም ኣዝማድ ሕጊ ክህሉ ይኽእል፣ ንኣብነት ጓል ክሳዕ ትምርዖ ጾታዊ ርክብ ክትፍጽም የብላን። ስለዚ ምስ ዝኾነ ብዕርክነት ክትህሉ ኣይፍቐደላን፣ ወይ ኣብ ትርፊ ግዚኣ ምስ ኣወዳት ክትሕወስ ኣይፍቐደላን። ንሓደ ሰብ ንከምዚኦም ዝኣመሰሉ ነጋራት ምቕላዕ ዘይሕጋዊ እዩ።
ዝያዳ ጽሑፋት UMO.se
Youmo ንገለ ክፋላት UMO.se ዝሓዘ መካነ-መርበብ’ዩ። ኣብዚ: ብዛዕባ ኣካል ሰብ: ብዛዕባ ግብረስጋ: ብዛዕባ ጥዕናን ብዛዕባ ካልኦት ብዙሓት ነገራትን ከተንብብን ፊልምታት ክትርእይን ትኽእል።
ተወሳኺ ብዛዕባ YOUMO