Youmo
ስእላዊ መግለጺ: ምኽንሻብ ርሕሚ – ግዝረት
ምኽንሻብ ርሕሚ ግዝረት ተባሂሉ’ውን ይጽዋዕ እዩ። እዚ ማለት ገለ ሰብ ንክፋል ርሕሚ ሃስዩ ወይ ቖሪጺ ኣልጊሱ ማለት እዩ። ድሕሪ ምኽንሻብ ጸገም ምስ ዝህልወኪ ክትረኽብዮ ትኽእሊ ጽቡቕ ሓገዝ ኣሎ። መጠንቐቕታ: ተነቀፍቲ ስእልታት!
ምቍራጽ ምትካኽ ሽጋራ
ኣብዚ፡ ምትካኽ ሽጋራ ንምቍራጽ ንኽትዕወት ብዙሓት ምኽርታት ትረክብ። ሽጋራ ምትካኽ ምስ ኣቋረጽካ ብርቱዕ ህርፋን ናይ ሽጋራ ምትካኽ ክስምዓካ ይክእል እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ እቲ ህርፋን ናይ ሽጋራ ንቑሩብ ደቓይቕ ጥራይ እዩ ዝጸንሕ። ነዚ ምፍላጡ ጽቡቕ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ዝያዳ ጽሑፋት UMO.se
ተወሳኺ ብዛዕባ Youmo
Youmo ንገለ ክፋላት UMO.se ዝሓዘ መካነ-መርበብ’ዩ። ኣብዚ: ብዛዕባ ኣካል ሰብ: ብዛዕባ ግብረስጋ: ብዛዕባ ጥዕናን ብዛዕባ ካልኦት ብዙሓት ነገራትን ከተንብብን ፊልምታት ክትርእይን ትኽእል።
ተወሳኺ ብዛዕባ Youmo