ብሰንኪ ጾታዊ ዝንባለኻ ወይ ጾታዊ መንነትካ ብስድራ ቤትካ ግዳይ ምፍርራሕን ዓመጽን ምስ እትኸውን፡ ክትረኽቦ ትኽእል ሓገዝ ኣሎ.
ማርያም ብርቱዕ ቃንዛ ጻግነ ኣሎዋ። ኣማንዳ ነፍሰ-ጾር ብምዃና ተሻቒላ ኣላ።
ምስ ዝኾነ ሰብ ብዘይድልየቱ ዝግበር ጾታዊ ርክብ ጾታዊ ዓመጽ እዩ። ንጾታዊ ዓመጽ እንተ ተቓሊዕኪ ሓገዝ ክትረኽቢ ትኽእሊ።