ካብዛ ገጽ ቀልጢፍካ ውጻእ!
ግብረ-ስጋ

ፊልም: ከምዚ ጌርካ ንሓደ ኮንዶም ተእትዎ

Film: Så här sätter du på en kondom! - tigrinska

ሰላም! ሕጂ ከመይ ጌርካ ሓደ ኮንዶም ከም ተእትዎ ክትርኢ ኢኻ። ብሓገዝ ናይ'ቲ ኣብ ፕላስቲክ ዘሎ መላግቦ ገርካ ነቲ መዓሸጊ ክፈቶ። ኣጽፈርካ ነቲ ኮንዶም ከይቀዶ ተጠንቀቕ። እቲ ኮንዶም ናበየናይ ሸነኽ ከም ዝጥቕለል ንምፍላጥ ቁሩብ ጠቕልሎ። ብቐዳምነት እቲ መትሎ ውትረት ክህልዎ ኣለዎ።

ተወሳኺ ኣብ Youmo

ዓንቀጽ

መከላኸሊ ጥንሲ

ጥንሲ ንምውጋድ ክትገብርዮም ትኽእሊ ብዙሓት ኣገባባት ኣለዉ። ኣብዚ ዝስዕብ ስእላዊ መግለጺ እቶም ልሙዳት መከላኸሊ ጥንሲ ክትርእዪ ትኽእሊ።

ዓንቀጽ

መከላኸሊ ካብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት

ጾታዊ ርክብ ኣብ ትፍጽመሉ እዋን ኮንዶም እቲ ልሙድ መከላኸሊ ካብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት እዩ። እቲ ዝበለጸ እቶም ጸታዊ ርክብ እትፍጽሙ ቅድሚ ጾትዊ ርክብ ምጅማርኩም ብዛዕባ መከላኸሊ ክትዘራረቡ እዩ። መከላኸሊ ካብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ሓላፍነት ናይ ክልቴኹም እዩ።

To the top of the page