ካብዛ ገጽ ቀልጢፍካ ውጻእ!
ኣካላት

ፊልም: ቈልዓ ክጥነስ ከሎ ኣብ ኣካላት እንታይ የጋጥም?

Film: Vad händer i kroppen när ett barn blir till? - tigrinska

RFSU: ጥንሲ ይሕብር

እዚ ፊልም ካብ RFSU እዩ

ተወሳኺ ኣብ Youmo

ዓንቀጽጽግያት እንታይ እዩ?

ኣብዚ ዝስዕብ ስእላዊ መግለጺ ጽግያት ከጋጥም ከሎ ኣብ ኣካላት ዝረኣዩ ነገራት ክትፈልጢ ኢኺ።

ዓንቀጽመከላኸሊ ጥንሲ

ጥንሲ ንምውጋድ ክትገብርዮም ትኽእሊ ብዙሓት ኣገባባት ኣለዉ። ኣብዚ ዝስዕብ ስእላዊ መግለጺ እቶም ልሙዳት መከላኸሊ ጥንሲ ክትርእዪ ትኽእሊ።

ዓንቀጽክንክን-ሕማም ምስ ዘድልየካ ከምዚ ግበር

ኩሎም እቶም ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ሰባት፤ ኣብቲ ዘድልዮም እዋን ክንክን-ሕማም ክረኽቡ መሰሎም እዩ። ንዓኻ ወይ ንኻልእሰብ፡ ንህይወት ዘስግእ ድንገት ወይ ህጹጽ ሕማም ምስ ዘጋጥም፤ ናብ ቁጽሪ 112 ደውል።

To the top of the page