ካብዛ ገጽ ቀልጢፍካ ውጻእ!
ሕማቕ እንክስምዓካ

ስእላዊ መግለጺ ፣ ውጥረት፣ ቅዛነት ፣ ጭንቐት : PTSD

Bildspel: Stress, nedstämdhet, ångest, PTSD - tigrinska

ኣብዚ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሕማቕ ንክስመዓካ ዝገብሩ ዝተፈላለየ መንገድታት ተገሊጾም ኣለዉ ። ምናልባት ንገለ ካብኣቶም ተለልዮም’ዶ ትኸውን? ሕማቕ ክስምዓካ ማለት ድኹም ኢኻ ማለት ኣይኮነን ዘሕፍር ነገር’ውን የብሉን ። ንዅሉ ሰብ ሓደ ሓደ ጊዜ የጋጥሞ እዩ። እንተ ኣድልዩካ ጽብቕ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ ።

ተወሳኺ ኣብ Youmo

ዓንቀጽ

ክንክን-ሕማም ምስ ዘድልየካ ከምዚ ግበር

ኩሎም እቶም ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ሰባት፤ ኣብቲ ዘድልዮም እዋን ክንክን-ሕማም ክረኽቡ መሰሎም እዩ። ንዓኻ ወይ ንኻልእሰብ፡ ንህይወት ዘስግእ ድንገት ወይ ህጹጽ ሕማም ምስ ዘጋጥም፤ ናብ ቁጽሪ 112 ደውል።

ዓንቀጽ

ፊልም: ዋላ ሓደ ዝጻወረኒ ሰብ የለን

ኤሚል ክሳብ ክንደይ ሕማቕ ከም ዘሎ ጨሪሹ ምስ ዝኾነ ሰብ ተዛሪቡ ኣይፈልጥን እዩ።

ዓንቀጽ

Ungdomsmottagning

ብዛዕባ ኣካላትካ፣ስጋዊ ርክብን መከላኸሊ ጥንስን ሕቶታት እንተሎካ ኾይኑ ናብ ungdomsmottagning ክትከይድ ትኽእል። ከምኡ’ውን ሕማቕ እንተተሰምዑካን ምስ ዝኾነ ሰብ ክትዛረብ ምስ እትደሊን ናብዚ ቦታ ምኻድ ይከኣል።

ዓንቀጽ

ፊልም - መታን ጽቡቕ ክስመዓካ ገለ ምኽሪታት እንሆ

ንስኻ ጽቡቕ ጥዕና ንኽስምዓካ መታን ክትሕጐስን ሓይሊ ክትረክብ’ውን ክትክእል፤ ባዕልኻ ክትገብሮም እትኽእል ነንበይኖም ብዙሓት ነገራት ከም ዘሎዉ ትፈልጥዶ? ኣብዚ ዚስዕብ ኣርባዕተ ምኽሪታት እንሆ!

To the top of the page