ካብዛ ገጽ ቀልጢፍካ ውጻእ!

Youmo

ኣብ ጊዜ ጕብዝና ምልዓል (ኣብ ምፍራጭ)፤ ኣብ ኣካላት ወዲ ተባዕታይ እንታይ የጋጥም ?

ኣብዚ ታሕቲ፡ ኣብ ጊዜ ጕብዝና ምልዓል፡ ኣብ ኣካላት ወዲ-ተባዕታይ እንታይ ከም ዘጋጥም ዘርኢ፤ ሓደ ስእላዊ መረዳእታ እንሆ። ኣስተውዕል! ተነቀፍቲ ስእልታት ኣሎዎ።

ተወሳኺ ኣብ Youmo

ዓንቀጽ

ኣብ ኣካላት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ እዋን ጕርዝውና (puberteten) እንታይ የጋጥም?

ኣብዚ፡ ኣብ ኣካላት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ እዋን ጕርዝውና እንታይ ከም ዘጋጥም ዘርኢ ስእላዊ መግለጺ ኣሎ። መጠንቐቕታ! ተነቀፍቲ ስእልታት።

ዓንቀጽ

ፊልም: ልበይ ትሃርም ኣብ ከብደይ ድማ ፍርሒ ይስምዓኒ ኔይሩ

እዚ ጽሑፉ ብሓደ መንእሰይ ተጻሒፉ ናብ Youmo ዝተላእከ እዮ::

ዓንቀጽ

ምስ ካልእ ሰብ ጾታዊ ርክብ ምፍጻም

ምስ ሓደ ሰብ ጾታዊ ርክብ ኣብ ትፍጽመሉ ጊዜ ንኽሉ ወገን ጽብቕ ክስምዖ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ንሓደ ሰብ ጽብቕ ዝስምዖ ነቲ ሓደ ዘይምቹእ ክኸውን ይኽእል እዩ። ካልኣይትኻ ብኸመይ ጾታዊ ርክብ ክትፍጽም ከም ትደሊ ስምዓያ። ንስኻ’ውን ኣየናይ ጽብቕ ስምዒት ይፈጥር ንገራን ኣርእያን። ሕማቕ ምስ ዝስምዓካ ከም ዘይትደሊ ንገር።

ዓንቀጽ

ሰብኣዊ መሰላት

ሰብኣዊ መሰላት ብዛዕባ ንስኻ ከም ሰብ መጠን ጽብቕ ሂወት ከተሕልፍ ከም ዘሎካ እዩ። ናይ ትምህርትን ሕክምናን መሰል ኣሎካ። ብፍትሒ ክትእለን ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ኣብ ትህልወሉ እዋን ድማ ናብ ካልእ ሃገር ክትስደድ መሰል ኣለካ።

To the top of the page