ካብዛ ገጽ ቀልጢፍካ ውጻእ!
ብዛዕባ ”ዩውሞ” (Youmo)

ናይ Youmo ናይ ኩኪስ ኣመሓድራ

Hantering av kakor, cookies - tigrinska

ኩኪስ እንጥቀም ምእንቲ ዝሓሸ ተመክሮ ክንህበካን ስታተስቲክ ከነዳሉን፡ ከምኡ’ውን ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ሓደ ሓደ ኣድልይቲ ስራሓት ምእንቲ ከምቲ ዝግብኦ ክዓዪ ክኽእልን እዩ።

ኩኪስ፡ ኣብ ሓደ መርበብ ሓበሬታ ናይ ዝግበር ምብጻሓት ሓበሬታ ዝሓዙ ናእሽቱ ናይ ጽሑፍ ፋይላት እዮም። ኩኪስ ንሓደ መርበብ ሓበሬታ ክትበጽሕ ከለኻ ኣብታ እትጥቀመላ ኮምፕዩተር፡ ሞባይል ወይ ኣይፓድ ይዕቀቡ። ኩኪስ ኣብ መብዛሕትኡ መርበብ ሓበሬታ ዝዝውተር ኮይኑ ንኮምፕዩተርካ፡ ሞባይልካ ወይ ኣይፓድካ ጐዳእቲ ኣይኮኑን።

ኣብ Youmo.se ኩኪስ ዝጥቐም፡ ንኣብነት ንተነቀፍቲ ስእልታት ክትክውሎም ንኽትክእልን ኵሉ ግዜ ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ክትኣቱ ከለኻ ቋንቋ ካብ ምምራጽ ንኽትናገፍን እዩ። እዞም ነገራት ብግቡእ ዝሰርሑ ንኩኪስ እንተ ኣፍቂድካ ጥራይ እዩ።  

ኣየኖት ኩኪስ ከም ዝዝውተሩ ዝገልጽ ሓበሬታ ብሽወደንኛ ጥራይ እዩ ዘሎ። ነቲ ሓበሬታ ኣብዚ ትረኽቦ።

To the top of the page