ካብዛ ገጽ ቀልጢፍካ ውጻእ!
ኣካላት

ኣብ ጊዜ ጕብዝና ምልዓል (ኣብ ምፍራጭ)፤ ኣብ ኣካላት ወዲ ተባዕታይ እንታይ የጋጥም ?

Bildspel: Vad händer i killkroppen i puberteten? - tigrinska

ኣብዚ ታሕቲ፡ ኣብ ጊዜ ጕብዝና ምልዓል፡ ኣብ ኣካላት ወዲ-ተባዕታይ እንታይ ከም ዘጋጥም ዘርኢ፤ ሓደ ስእላዊ መረዳእታ እንሆ። ኣስተውዕል! ተነቀፍቲ ስእልታት ኣሎዎ።

To the top of the page